ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ዘርኢ ኣግራባት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ኬሚካላትን፣ ስራሕቲ ሕትመትን፣ ፈርኒቸርን አወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም

ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ መኪና ኣቁሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይስ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀት ፅገና ንአራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰራሕተኛታት ክዳን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ወልቃይት ሓለፍለነቱ ዝተወሰነ ኩለመዳይ ሓረስቶት ሕብረት ስራሕ ዩኒየን ኣብ ወረዳ ወልቃይት ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 700 ካሜ ንቤት ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል G+1 ማለት እዉን በዓል ሓደ ደብሪ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ናይ ጂሲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ኮንትራክተራት ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ናይ ሰራሕተኛ ደምቢ ክዳንን ጫማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ልምዓት ትካላት ንግዲ ክልል ትግራይ ናይ ሞተር ሳይክል ፣ብስክሌት ፣ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ ቤት ፅሕፈት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ቦርሳን ሻርፕን ክትዕድግ ትደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኢ/ማቴሪያል ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፅሕፈት መሳርሒ ዉፅኢት ማዕድን : ብShopping (ፕሮፎርማ)አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ