ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ናይ ፎቶ ኮፒ CANON 2420 ዝዓይነቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየ ዝስዕብ ረቀሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ በጀት SLLMPን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ናይ ፈልሲ ኣፕልን፣ ሮክስቶር ሳይንትርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ኤስኤልኤም ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብሎት ሓደ ፡ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብሎት 2 ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ኣብ ኣሉላ ኣባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ዝርከብ ብትን ሳዕሪ ናብ ትካሉ ከጋዕዝ ይደሊ ስለዚ ዉን ካብዚ ንታሕቲ ረቀሒ እተማልኡ ተጫረቲ እቲ ሳዕሪ ካብ ኣሉላ አባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ናብ አበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃብቲ እንስሳት ከጋዕዝ ዝደሊ

ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ምናይ ማይ ተንከፍ ፕሮጀክት ቼክ ዳም ማለት እዉን ቅብብሎሽ ቼክ ዳም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም