ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሊክትሮኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪናን ትራክተርን ስ/ፓርትን ናይ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ን2017 ዓም ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መሐሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ኤሌክትሪካል : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ፈርኒቸር : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኮምሺን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ መለለይ መንነት መስርሒ ካርድን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ መድሓኒት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሄሮ ኣቺቨር 150 ሲሲ/ሞተር ሳይክል መስዋወጢ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቑሑት፣ናይ እንስሳ ክሊኒክ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍዕም ንደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል (RTR & Hero) መለዋወጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እውን -