ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንካልኣይ ትልሚ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ላፕቶፓት ፣መሳርሒ ሙዚቃ፣ ኬሚካላት ፣ኣቁሑት ላባራቶሪ ፣ዕጥቅታት ስፖርት ፣ናይ ተምሃሮ ወንበርን ፣ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ካልኦት አቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ሓባራዊ ዒላ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝተናወሐ ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ኣብ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላላያ ኣብያተ ፅሕፈት ብናይ ሴፍትኔት መሳርሒ ህንፃ ፣ ሲሚንቶ፣ መሳርሕታት ጋብዮንን ካልኦት ኣቁሑት ምስ መገዓዕዝዩ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ክሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ማይ ሃፍቲ መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት 3ተ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡን ሓደ መትረብ ጥራሕ ኣብ ጣብያ ዓዲ ፍልሖ ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሰላም ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሩባ ማይ ሎሚን ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሰላም ፣ሓደ መትረብ ጥራሕ ኣብ ቦታ ብናይ ዘላቂ ልምዓት ሽቶታት ንምስራሕ ብደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንከይዲ ስራሕ ልምዓት ትልሚ ሞያን ፍቃድን ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ከይዲ ስራሕ ፅሬትን ፅባቀን ግልጋሎት ዝዉዕላ ሴኪፕሎደራት ክራይ ዕድጊት ንምፍፃምብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ብዓዉደ ስራሕ ማሽነሪ ክራይ ፍቃድ ዘለኩም ወይድማ ስኬፕሎደራት ተቅርቡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሰርቨር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም