ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት በጀት ድጋፍ ናይ ጣብያት ዕደጋ ሕብረትን ማይ በርበር ማእከል መሰልጠኒ ሓረስቶት ብጋብዩን ሓፁር ንምስራሕን: ሰፈር ከፍቲ ሰፍር ንህቢ ሰፈር ደርሆ ንምስራሕ ናይ ጠብታት ዕደጋ ሕብረት ማይ በርበርን ሕፃፅ ማእከል መሰልጢ ሓረስቶት ጤለ በጊዕ ንምስራሕ ናይ ጣብያት ዕደጋ ሕብረትን ሰላምን ንእንስሳ መሐከሚ መቃፀሊ ገፀሓፍ ንምስራም ብናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ንዘለዎም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ትልሚ ዕብየት ሕርሻ ክልት ማለት እዉን AGP 2 ድጋፍ ናይ ከተማ ደደቢ ሐደ ናይ ዕደጋ ማእከል ሸደ ህንፃ ሐደ ሽቃቅ ሐድ ድማ ገዛ ወርዲያ ንምስራሕ ብናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ንዘለዎም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ትካልና መስፍን ኢንዱስትሪ ኢንጅነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልክ ማህበር ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ትግራይ ቦታታት ንዝትከሉ 25 ክረሸራት ዝከዉን ናይ መሰረት ስራሕቲ (Construction of Foundation for 25 Crushers) ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC 4 ወይም BC 4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክንን ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓምት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ መስረሒን መሸጥን ሓፂን መፂን ብብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዳዕሮና ዓርሰ ምትሕግጋዝ መንበሪ መምህራን መንበሪ ገዛ መምህራን ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ድሪነጅ ኣብ ቀበሌ 05 ሎት ሐደ ከባቢ ላዕለዋይ በሪ ዳመድሂን ኣለም ጎልጎልታ ዝርከብ ሎት ክልተ ኣብ ዳመድሂአልም ጎልጎልታ ናብ መምህር ሓጎስ በየነ ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ናይ ምምሕዳር ወረዳ ወርዒ ለኸ ህንፃ ካልኣይ ፌዝ ፣ናይ ሑመራ ብራንች ሳልሳይ ፌዝ ስራሕቲ ኮንስተራክሽን ንምክያድ

ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ካብ መደበኛ በጀት ኣብ ጣብያ ዛታ ታናል ምንዋሕ ምስራሕ ንዝክእሉ ብማይ ኮንስትራከሽን ብደረጃ 8 ብደቀቅቲ ካብ ዝተወደቡ ትካላት ንግዲ፣ብተወሳኪ

ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ጣብያ ሓየሎም ዕዳጋ ከፍቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ንምስራሕ ደራጃ 8 ኣናእሽተይ ጥራሕ ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ኮንስተራክሽን ሕብረት ሽርክና ማሕበራት

ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሳምፕል መፂእኩም ብምርኣይ እስፐስፊከሽን ብምዉሳድ ሰነድ ብምግዛእ