በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበሉ ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

የትግራይ ልማት ማህበር ከዚህ በታች በተዘረዘሩት ቦታዎች ላይ የትምህርት ጤና ተቆማትን ማስራት ይፈልጋል በዚህ መሰረት

Messebo Cement Factory PLC.(MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of different promotional Materials

Bureau of construction road and transport of the Regional Government of Tigray now invites technical and financial proposal for Design , Construction , Supply , installation and Testing and commission works of Category –I for package waste water treatment plant project

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን አቁሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊ

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጭረታ መልክዕ ክትሸይጥ ትደሊ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ን ዝተፈላለዩ ቆዋሚ ንብረት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሐበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ምድብ 1 ፅሕፈት መሳርሒ : ምድብ 2 ሕትመት : ምድብ 3 ኤሌክትሮኒክስን ሃለቅትን ቀወምትን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ