ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ን 2010 ዓማ በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕለ ናይ መሳርሒታት ቁፅርን ብክለትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

የኢትዩጰያ ግብና ትራንስፎርሜሽን ኤጀንሲ የተንቀሳቃሽ መጋዘን የወለልና አርማታ (Mobile Storage Unit Slab Construction) ተያያዥነት ያላቸዉ ስራዎች ማሰራት ይፈልጋል

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ካምፒን መሳርሒ ኣቅሑ (Camping Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዮ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት /electronics/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ዘገልገለሉ ንብረትን መፀፃሕፍትን ከወግድ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንማሕበራት ግልጋሎት ዝዉዕል ተሽከርካሪ ወንበር ጠረዼዛ ናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ኣጋያሽ ወንበር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ንህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ቆርቆሮን ሰራሚክን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑት /office furniture/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ ንብረት ህትመትን ምህታምን : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብኣብወረድኡንዝርከባአብያተ ፅሕፈትንግልጋሎትዝዉዕልናይ ተሽከርከርቲ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ናይ ቤት ትምህርቲ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ