ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታት ምስ መገጣጠሚኡ : መሳርሒታት ቴክኒክ: ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ጀነሬተር ከልኣት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምትን ከይዲ ስራሕ ኣግራብን ተፈጥሮ ዝዉዕል ናብ ዝተፈለለዩ ጣብታት ፀሊም እምኒ ማለት እዉን ባዛልት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ንትራክተር ዝተፈላለዩ ናይ ትራክተራት መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርትን ህንፃ መሳርሒን (ሎት 1 ን 2)ን 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ዋና ቤት ፅሕፈት ካብ 1/11/2009 (08/07/2017)ኣ ፈ እስካብ 30/10/12 (07/07/2020) ኣ ፈ ንሰለስተ ዓመት ኣጣቃለሊ ምርመራ ሒሳብን ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ክገብር ይደሊ

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ኣብ ዓድግራት መድሓኒት ፋብሪካ ምስፍፋሕ ፕሮጀከት ዝስራሕ ስራሕቲ ፅረየቱ ዝሐለወ ናይ መንድቅ እምኒ ኮየኑ ዓይነቱ ኣብ ከባቢ ዓዲግራት ዝርከብ ዝተደለየ ድማ ካብ ካባቢ ቤት ማርያ ቤት ማርያ ፎርቶን ዝርካብ ዓይነት ወይድማ ዝመሳሰል እምኒ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኤሌክትሮኒክስን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕክምና ናዉቲ/ሲሊንደር/ :ናይ መኪና መለዋወጢ :ፈርኒቸር /ሸልፍ/ : ህንፃ አቁሑት /ብረት መሳልል/: ኣቅሑት ጀነሬተር: ፅሬት አቁሑት: መኮረኒን ሳልሳን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ (ከስርሕ) ይደሊ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ(ፎቶኮፒን ካልኦትን) ስፔር ፓርት(ጎማ ካላማደርያ ካልኦት) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ