ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓምበጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀዋሚ ንብረት ብግልፂ ቀወምቲ አቅሑት ቢሮ : መጎጎ ኤሌክትክ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለዮ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ፍሉይ 2ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ጋዉን መመረቂ ተምሃሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ብናይ ክልል ን2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ደጋምባ መስርሒ ቆርቆሮ በዓል 32 ጌጅ ስትፍ በዓል 6 ቴንዲኖ 10 ቁፅሪ ቴንዲኖ በዓል 12 ቁፅሪ በዓል ቆቢዕ ምስማር ሚስማር በዓል 8 10 12 ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ብናይ ክልል ን2ይ ብርከኪ ቤት ትምህርተቲ ደጋምባ መስርሒ ቴንዲኖ ባዕል 8 10 12 14 16 ቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ መጠን መሰረት ናይ አሉሚኒየም ፓርቲትሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ