ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዮ ሎታት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዮ ዓይነት ኤለክትሮኒክስ : ዝተፈላለዮ ዓይነት መኪና ጎማ ምድላዉ ኤግዚብሽን ባዛርን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኤለክተሮኒክስ አቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ኤሌክትሪክ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ተሽከርከርቲ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ማይ መስመር ዝርገሐ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰለማ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ማእከል ኣሰፋቲ ዝተተከሉ ተክልታት ሓፁር ምሕፃር 2 ኣብ ከተማና ብጭቃ ኣፀጋሚ ዝኮኑ ቦታታት ጋራንቲ ንምፍሳስ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

የወልቃይት ስኳር ልማት ፕሮጀክት ለ2010 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ በምድብ 1 የኤሌትሪክ ዕቃዎች ምድብ 2 የህንፃ መሳሪያ እቃዎች ምድብ 3 የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቀዎች ምድብ 4 የቤት እና ቢሮ እቃዎች ምድብ 5 የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማሳደስ ስለሚፈልግ ከዚህ ቀጥሎ ባሉት መስፈርቶች የምታሟሉ ተጫራቾች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል