ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወርዒ ለከ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም ከምእዉን ኣብ 2011 ኣብዚ ወረዳ ወርዒ ለከ ጣብያ ሰቡሕ ዝርከብ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ሐደ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ምስ ገኒ ሽቃቅ ኮድ ሎት 03 ክልተ ብሎክ መምሃሪ ክፍሊ ኮድ 01 ን 02 ህንፃ ስራሕቲ ነኒበይኖም ብምጭራት ከስርሕ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ህክምና : ኣቅሑት ቤተ ፈተነ : ናይ በሪ መዓፆ መዕፀዊ መክፈትን : ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮለጅ ፖሊ ቴክኒንክ ሽረ ናይ ኤሌክትሪክስቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ጅፕሰም ኮርትዝ: መሳርሒ ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታቻ የተዘረዘሩት እቃዎች አገልግሎቶች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ አገልግሎት እናሃቡ ዝፀንሑ ዓብይ ማዕፆ : መሳኩቲ : ናይ ማዕፆ ፍሬም : ግሪል መከላከሊ ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ኣብ አገልገሎት ዝነበሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

መቐለ ዩኒቨርስቲ የተለያዩ ያገለገሉ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

ሆስፒታል ዓብይ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሕትመት ስራሕቲ (መፀሄት) ብግልፂ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ