ሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ኤሌክተርክ መሳርሒን ህንፃ መሳርሒን አብ 3ተ ምድብ /LOT/ 1 ,2 ,3 መቒሉ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ እስተሽነሪን ቀለማትን አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

ኣግኣዚ ምእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑት /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ምልክታ ይዕድም::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንመካይን መፀገኒ ዝኾዉን ጋራዥ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ::

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛን ዪኒሴፍን በጀት ን2007 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር , ፅሕፈት መሳርሒ , ፅርየት ኣቑሑ , ፈርንቸርን , ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ዕ/ሓሙስ ብብርኪ 3ተ ካብ ሓምለ 1/ 11 /2005 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30 /10/ 2006 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብዉክልናን ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክግብር

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሎኬት(Hallow Block Concrete 20 cm x 20cmx40cm materials) ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ /ዝተ /ዉ / ማሕበር ኣብ መስፍን ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ናይ ሌዝ ማሽን ፅራብ ተረፈ ምህርቲ(Left over) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሚኒባስ መኪና መለዋወጢ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማልት ጨንፈር ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ወረዳ እ /መኾኒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ኮምፒተራት ብናይ ማልት በጀት ክገዝእ ስለዝደለየ