ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መራብሒ /Duplicator /ሜሽንን ፎቶ ኮፒ ሜሽንን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንእብያተ ሕፅፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ባንዴራታት (ሰንደቅ ዓላማ ) ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ሕትመት . 3 ናይ መኪና ስፔር . 4 ፅሬት ኣቑሑት . 5 ኤሌክትሮኒክስ 6 ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

አብ ሰሜን ክ ከተማ መቐለ አብ ጣብያ ለካቲት ቁሸት ራህዋ ትራንስፈርስተሽን ንምስራሕ ስለዝተደለየ ናይ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ከጫርት ይደሊ::

ሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ኤሌክተርክ መሳርሒን ህንፃ መሳርሒን አብ 3ተ ምድብ /LOT/ 1 ,2 ,3 መቒሉ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ እስተሽነሪን ቀለማትን አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

ኣግኣዚ ምእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑት /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ምልክታ ይዕድም::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንመካይን መፀገኒ ዝኾዉን ጋራዥ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ::