ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት መሰረት ብምግባር::

ቤትፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ብቤት ፅሕፈት ሃ/ማ/ማ/ ኢነርጅን ኣብ ጣብያ ሓየሎምን ደብረፅዩንን ኣብርሃ ኣፅብሃን ንዝስርሑ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጭረታ አወዳዲሩ ብኤክስካቫተር ምኩዓትን ምስራሕን ይደሊ::

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድ ክሎዘር /ሞዴል 78/ : K34 ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጥ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዛእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኝኡ ዘድሊዩ ዓመታዊ ናይ ሰራሕ መከላኸሊ ጫማን ካልኦት ንስራሕ ዘገልግሉ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቀርቡ ንዕድም::

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቃላሚኖ ልምዓት ሕረሻ ማእኸል (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ብጨረታ ናይ ኮንስትራክሽን ንብረት ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ::

እንትጮ ቤት ማዛጋጃ ንዘስርሖ ድልድል ዝኸዉን በዓል 30 ቁፅሪ ተንዲኖ በዝሒ 41 በቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::