ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ ናይ 2008 ዓም በጀት ናይ ሞዴል CAM28ct/PA180 ቻሲ ቁፅሪ CKDJP2p1200000141 ዝኮነት ሬኖ ኣዉቶብስ መኪና መፀገኒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንስራሕቲ ማይን ፣መሳርሒ ሙዚቃን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላኽን ንብረት ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝደለና

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ደቡብ ብሄር ብሄርሰባችና ህዝቦች ክልል ዝርከብ ኦም ኩራዝ ስኮር ፋብሪካ ፕሮጀክት ንቪዲዩ ቀረፃ አጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መስኖ ስትራክቸራት ብናይ መንግስቲ በጀት ክሰርሕን ከምኡዉን ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ፋብሪካ መቀለ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ሰሚንቶ ኣጫሪቱ ከጋዓዕዝ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኮምፒተር፣ ፕሪንተርን ፣ፎቶ ኮፒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም 2ይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ