ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ መደበኛ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ዝከዉን መለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለያ ሞዴል ተሽከርከርቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈተ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ታባ ወያነ ፅንዓት ክልተ ደብሪ ክፍሊ ብBCን GCን ደረጃ 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረተታ ከስርሕ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤልክትሮኒክስ አቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ሎትሓደ ካብ ዩኤስ ኤድ ኣብ ሎት ክልተ ድማ ካብ ዋን ዋሽ በጀት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተር ወረቀት 80 ግራም : ዝተፈላለዩ ጎማ ምስ ከላማደሪያ : ሕትመት ኣዋጅን ደንብን ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኮምፒተር ፡ላፕቶፕን፡ ናይ ኤለክትሮኒክስን፡ ተዛመድቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዕድጊት ህንፃ መሳርሒ: ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ሚኒባስ ክራይን : መፅሓፍቲ ምግዛእን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ሃለቂ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቁሑት መኪና መለዋወጢ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም