ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና እስፔር ፓርት (ኣቑሑት) ክትዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ማለት እዉን ናይ መኪና እስፔር ፓርትን ናይ ሞተር ሳይክል እስፔርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ FSRብ መለዋወጢ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋኣብ 2008 ዓ∙ ም ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ኤለክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን ንካልኣይ ግዘ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንጣብያ ማርታ ንመ ስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ቼክ ዳማት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ሓድነት ማእከል ዘመናዊ ዕዳጋ ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፉሉይ ሽሙ ዓዲሓ ሓደ ዘመናዊ ናይ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ስራሕቲ BC/GC 4ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2008 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት አቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት:ቀወምቲ ንብረት ወይ ከዓ ፈርኒቸር ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት : ናይ ሕትመት አቁሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ወይ ከዓ ከፀግን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሑ ቼክ ዳማት፣ እስፔስ እርጌሽን ዳይቨርሽን፣ ካናል ኤክስቴንሽን ፣ምንጪ ምጉልባት ብመዐቀኒ መሰረት ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብናይ ኤችዲፒ በጀት ኣብ ጣብያ ዓዲፍልሖ ቁሸት ኣምቦ 9 ፣ቁሸት ቆልቆላ 9 ብጠቅላላ 18 ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ