ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋ ኢ ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልፂጨረታ ኣብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዘመናዊ ዳቨርሽን በዝሒ 1 : ቸክዳም ዳይበርሽን በዝሒ 1 : ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ መስተ ፅሩይ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቆላ ተምቤን ጣብያታት በዝሒ 18 ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ንናይ ደገ መብራህቲን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ጋብዩናት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስተራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2008 አብ ዞባ ማእከል ናይ ወረደ ወርዒ ለኸ ምምሕዳር ሕንፃ ፕሮጀክት ብ GC 7 ን BC 6 ን ልዕሊኡን አብ ዞባ መቐለ አካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ብ BC ን GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሐቲ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

እንትጮ ቤት ማዘጋጃ ንማይ ዝርገሐ ዘገልግል ናይ ማይ ትቦታትን ኣቁሑን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ