ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ማእከል መንገዲ ዝርጋሐ መብራህቲ ፓሎ ንምስራሕ ስለዝደለየ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ዘለዎም ናይ ኤለክትሮመካኒካል ኮንትራክተራት ኣወዳዱሩ ብተኮናተርቲ ከስርሕ ይደሊ

ሳምረ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንፈተና መባዝሒ ዝከዉን DX 2430 canon ዝዓይነቱ ፎቶ ኮፒ ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ MDG ዝተረከበ በጀት ኣብ ዝተፈላለየ ጣብያታት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም 19 ናይ ሓባር ዒላታት ኣብ ክልተ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለዩ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ማለት እዉን ንብረት ብምድብ ማለት LOT መቒሉ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መኖን እፅዋት ዘርኢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭሰ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት /ኮምፒተር ፕሪንተር ስካነርን/ ከምኡዉን ንዘለዋና ዓበይትን አናአሽቱን መካይን ናይ ጋራዥ ግልጋሎት ንምርካብ ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ