ብቢሮ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትግራይ ብመሰረት ስርዓት ዕዳጋ ምምሕዳርን ንብረት ምዉሳን ዝወፀ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ዓንቀፅ 73 ንኡስ ቁፅሪ 1 ዝተዉሃበ ስልጣን መሰረት ናይ ደቡባዊ ዞባ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ቀዋሚ ንብረት : ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ዝተፈላለዩ ናይ ቤት ትምህርቲ ናዉቲ ብላክ ቦርድ ወንበርን ጠረፔዛን ንምስራሕ ስራሕካ ድማ በቢ ወረድኡ ብትራንስፖርት ምጉዓዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ትራንስ ኢትዮዽያ ሓ .ዝ. ዉ .ማሕበር ንጋንታ ስፖርት ዝከዉን ዝተፈላለ ዓይነት ምግቢ ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ዓይነት ቐዋሚ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንምሻጥ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ዕምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ናዉቲ ንህብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን፣ ፎቶ ካሜራ ፣ብቦጥ ማይ ናብ ጣብያ ምጉዕዓዝን፣ ዘርእን እንትኮኑ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም