... ድ ማይ ኮዕቲ ኣብ እግሪ ወንበር ከኩዕት ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

... ዘቅርቦ ዘሎ ዝርዝር መምርሒ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ዉሽጢ አታአታቲዉ ዝዉዳእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

... ሮም ዘለዎ ክዕድግ ስለዝድለየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ዘገልገላ ጀነሪተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ድምፂ ወያነ ትግራይ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒታት ኮምፒተር : ካልኣይ ናይ ካሜራ መሳርሒ ታት ወይ እዉንኣክሰሰሪ : ሳልሰይ ዕድጊት ካሜራ : ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቴሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት እንህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሲክታሪያትን ፕሪስ ሰክሪታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ወይድማ ፈርነቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ረኩም ካብ ደረጃ 1 ክሳብ ደረጃ ፈቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

... ቶሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክግልገል ወይ ክዕድግ ስለዝደሊ ሲቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካላት ሕክምና ክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ UIIDP ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ