ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ Rich ዝዓይነታ ፒክኣፕ መኪና ኢንጀክተር ኖዝል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መለከዒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ንካልይ ጊዜ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Machinery Materials ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቲ ትክእሉ ምካንኩም ንዕድም

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ደቀቅቲን ኣናሽተይን መሳርሒ ሎት 1 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ሎት 2 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንሳልሳይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ኢድ መፋትሕን ካልኦት መሳርሒታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ትግራይ ንካዋሽ ፕሮጀክት አገልግሎት ዝዉዕል ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ፡ ቁልፍታትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፅገናን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ነዞም ረቆሒታት እተማልኡ ክትጫረቱ ይዕድም

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ UIIDPን One ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ ከምእዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገድ መካይን ሞተር ሳይክልን ሽይጡ ኮምሽን ዝክፈል ትካል አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ብምድብ /LOT/ መቂሉ ማለት እዉን

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ንፊኖ ዝከዉን ፅርየቱ ዝሐለወ ደረቅ ጥር ስርናይ : ናይ ፀብሒ መጠዓዓሚን ጥራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ንቤት መዘጋጃ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ