አብ ግዚያዉ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ሐለዋ ማለት እዉን ዋርዲያ ኣብ ዝተፈላለዩ ስቶራት እቲ ቢሮ ዋና ቢሮን ብዉልቀን ብማሕበር ንዝተወደቡ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፀም ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብ UINDP ዝተደጎመ በጀት ን ፖሊስ ኮሚሽን ክልል ትግራይ ዞባታትን ወረዳታትን ግልጋሎት ዝዉል ኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት ከምእዉን ኮሚሽን ፖሊስ ካብ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ጨረታ ወፂኡ ብዝተፋፈላለየ ምክኒያት ዝተንጠባጠበ ማለት እዉን ዝተረፈ ንብረት ብነጋዶ ክኣትዉ ዘይካኣሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ስፖርት ክትግራይ ናይ ኮብራ 105 ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ግልጋሎት ደም ካንኪ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም ብUNDP ካብ ዝተፈቐደ በጀት ኣብ ስልጠና ግዜ ንሰልጠንቲ ዝጥቐምሉ ሻሂ ቡና ሪፍረሽመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም።

ቢሮ ጥዕና ክ/ትግራይ ንብሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም ::

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ኣቁሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።