መቐለ ሆስፒታል ዲናሞን ኤሌክትሪክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ቀዋሚ ንብረት ፣ደንቢ ክዳን ኬብሊንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ሆቴል ማናጅመንት፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ክፅግን/ ይደሊ፤

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2011ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ አቁሑት ኤለክትሪክን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ህንፃ መሳርሒን ብሎኬትን ጃህያን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናውትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንከተማ ዓ/ዲ ቤት መዘጋጃ ግልጋሎት ዝውዕላ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኮንክሪት ፖል ንስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ዝውዕሉ ናይ ግልጋሎት መብራህቲ ኮንክሪት ፖል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ክዳን፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይን ህንፃን ኤሌክትሪክን ፅገናን ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቅሑ ፅሬት፣ስራሕቲ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ምግቢ ዓይነት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል : ናይ መኪና መለዋወጥን ኣቑሑን ጎማን ባትርን: መለዋወጢ ኣቑሑት ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቑሑ ሞተር ሳይክልን ባጃጅን፤ሞባይልን መለዋወጢ ኣቁሑት ሞባይል፣ ናይ ፓምፕ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣HDPR PPRን ቱቦታትን መገጣጠሚኡን ፣ ብረት ቱቦ መገጣጠሚን ቆፀርቲ ማይን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዲ ዝኾንኩም

ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት ናይ ምግብና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ማይ መጠራቀሚ ሮቶ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎን ምድጃን ናይ ባኒ መጋገርን መልወስን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤