ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልከታ ጨረታ ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤

ን3ይ ገዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ካፒታል በጀት ናይ ስግግር ቴክኖሎጂ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒን ኤሌክትሪክ ችንጋን ቡለን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ናይ ሕትመት፣ ፅ/መሳርሒን ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ናይ ደገ መብራህቲ /ባውዛ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈላላዩ ቐወምትን ሃለቅትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ጨርቃ መርቂ ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ እንዳስላሴ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንኣቅሑት ፅገና መሳርሒ ህንፃን፣ ንኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ ንኣቅሑ ኮምፒተርን ተዛመድቲ መሽናትን ንኣቅሑት ናውቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንቤት ዕይኡ ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክ ኣላማጣ ነቲ ትካሉ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት ኣቅሑ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን፣ ሞተር ሳይክል፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ፈርኒቸር/ ናይ ተምሃሮ ወናብር/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡