ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ን2011 ዓ/ም ንሲኦሲ ንስልጠናን ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው LG ቴሌቭዥን በዓል 43 ኢንች በዝሒ 3፣ ቲቪ ስታንድ ናይ ግድግዳ በዝሒ 4፣ ኬብል ገመድ ጥቅላል 100 ሜትሮ በዝሒ 2፣ LMB በዓል 4 በዝሒ 3፣ ባትሪ ዋይ ቱኤላፋንት ቱኤ በዝሒ170፣ ዲሽ 60 ሸሓነ በዝሒ 2፣ ከለር ፕሪንተር በዝሒ 1 ፣ ረሲቨር በዝሒ 4፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም፡፡

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ን3ይ ዙር መናእሰይ ናይ ስልጠና ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሪክ፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን፣ ኮስሜቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅን፣ ፈርኒቸርን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ፣ ምግቢ ኣቅሑት፣ ምርባሕ ደርሆ፣ ምህጣር ከፍቲ መሳርሕታትን ፣ ናይ ጎማ ካለማደሪያን ናይ ሞዴል ል1HZ /ኣንቡላንስ/፣ ሞዴል ZN-1033UBX፣ ሞዴል 682-N3 ኢነትረ መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ን5ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት 10 ኤሌክትሪክ በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ንቤት ማዘጋጃ ኣገልግሎት ዝውዕላ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ስፔር፣ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ስፔር ስፓርትን ኤሌክትሪክን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል መቅረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኤሌክትሪክን ብፕሮፎርማ አወዳዲር ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣክሱም ን2011ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ፣ መሳርሒ ቴክኒክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፓም፣ ናውቲ ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ብስክሌትን ሞተር ብስክሌትን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ መመላክዒ መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ፡፡