ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013 ዓም ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌክትሪን ቡንባን ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከትገዝእ ትደሊ

ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብዘመናዊ መልክዕ ንምስራሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ሳኒተሪነ ኣቅሑት /ማተርያል/ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ ኣሎ ስለዙይ ብዉሳኒኡ መጠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 21/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 12፡30 ናይ ንጉሆ እትወዳደርሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ብዕለቱ 21/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 1፡00 ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘለዋ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከንዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑትን መገያየፂታትን ተሽከርከርቲ ፣ መገጣጠምቲ ኣቅሑት HDP PPRን ፣ ሓፂን ቱቦ ኣቅሑት መገጣጠሚትን ቆፀርቲ ማይን ፣ ፒል ሰፍትዎርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዲ ዝኾንኩም

Tigray Region Electric Utility invites bidders for the procurement of ABC cable with Frame work Agreement contract for one year

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

መሶቦ ሲሚንቶ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንከይዲ ምህርቲ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ እቶዋታት ናይ ማሽነሪ መለዋወጢ ፣ ኤሌክትሪካልን ፣ ኬሚካልን መለዋወጢ ዝተፈላዩ ናይ ኢንዳስትሪ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ዓቅሚ ካብ ዘለዎም መምረትን ሕጋዊ ኣቅረብትን በቢ ዓመቱ መዝጊቡ ንቀፃሊ ምስ ዝተመዝገቡ ኣቅረብቲ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ዕደጋ ዝተፈላዩ ንብረታት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ፈርኒቸር፣ ጨርቂ ጋቦን ቀዋሚ ንብረት ናይ ሆቴል ማነጅመንት ትወዳደሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።