ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ብሎኬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ባህር ዛፍ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት፣ ናይ GM መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ን4ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ባህር ዛፍ ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዚን ሓዊሱ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ሓሸዋ እምኒ ፀፀር ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዚን ሓዊሱ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ቤት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ ሲሚንቶ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ 2ይ ዙር ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ጋብዮን፣ ተክልታትን ኣዝርእትን፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ብሉኬትን ጡብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሲሚንቶ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤