ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ኤስዲጂ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይ ኢነርጂ ግልጋሎት ዝዉዕል ዓብይ ናይ ማይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንትጫረቱ ንዕድም።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣መድሓኒት እንስሳ፣ናውቲ ሕክምና እንስሳት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ናውቲ ፅሬት፣ህንፃ መሳርሒ፣ኣቑሑት ማይ፣ኣቑሑት ገዛ፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሓውዜን ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ማይ መስመር ፣ተሽከርከርቲ፣ፈርኒቸር፣ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤ ስለዚ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንኽትጫረቱ ንዕድም

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና አቁሑ ጀነሬተር ኤለክትሪክ ማይ ቡንባ መሳርሕታት ህንፃ አቁሑት ገዛ መሳርሕታት ፅሕፈት መሳርሕታ ፅሬት ቢሮ መገልገልን ኮምፒተርን ተዛምድቲ ብሮድካስቲንግ መፈነዉን መቀበልን ብኤለክትሪክ ዝሰርሑ ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑ ደንቢ ክዳን ሸቀጣሸቀጥ ጥረምረ አሕምልትን ፍራምረን ግልጋሎት ገራጅ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ ፅገና ኤሲን ፍርጅን ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ስርሕቲ ሕትመት አቅርቦት ስጋ ምድላዉ ባልትና ባንን እንጀራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል አላማጣ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎ ዝዉዕሉ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጤል: እንቆቅሖ : ኣቅሑት መቅረቢ ከምእዉን ንቀዳማይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ማይን መሳርሒ ህንፃን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት : ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ : መከላከሊ ባርዕ ማለት እዉን (fire extinguisher ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን : ክሎሪን :ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን አቁሑተ መለዋወጢ ኤለክተሮኒክ ናየ ማይ አቁሑት ቤተ ፈተና ወይድማ ላብራቶሪ መሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክሰን ከምዉን ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ንዓማዉል ንመስመር መስፍሕፋሕን ንዓማዊልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ትቦታት : መጋጣጠምን: ፓምፕ : መካኒካል ኣቅሑት : ስቴሽነሪ : መቀያየሪ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ መኪና ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ቧንቧታት ማይ ፣ ዕጥቅን ንብረትን ስፖርተኛታት ብመደበኛ በጀት 2010 ዓም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ