ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፍስሳስን ከተማ ዓዲግራት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን : ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ትቦታትን : መዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ኣቅሑት ቤተ ፈተና ማይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በአገር መከላኪያ ሚነስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላላ መምሪያ ከዚህ በታች የተገለፁትን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቐረብን ህንፀትን ሓድሽ መስመር ማይ አብ ሓድሽ መንደር እንዳ ኣርባዕተ እንስሳ ኔትወርክ :ምንደር ከብ 500 ገንኢ ናብ ማይ ወይን ቤት ትምህርቲ : ካብ ፈለግ ዳዕሮ ገንኢ ናብ ፖሊስ ኮሌጅን ቐረብን ህንፀትን ዝርገሐ ሻዱሽ መስመር ማይ ክስርሕ ስዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ሐደ ዳይቨርጅን ኣብ ጣቢያ ለምለም ብናይ SDG MDG በጀት መሰረት ፓምፕ ሞተር ማይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የማዕከላዊ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ የግንባታ ዕቃዎች ፣ የቧንቧ ዕቃዎች ፣ የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ፣ የባኞና የመፀዳጃ ቤት ዕቃዎች ፣ የኢንተርኔት ገመድ ማያያዥ ዕቃዎች ፣ የሲቭል ሠራተኞች አልባሳት በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓም ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ደንቢ ክዳን: ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ን ህንፃ : ፅገና ኤሌክትሪክን : ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ዝትፈላለዩ :መሳርሒ ፅሬት : ዝተፈላለዩመሳርሒ ሕትመትን ዝተፈላለዩ መጣዓዓምቲ ምግብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም መስመር ማይን መገጣጠምቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ከምእዉን ንዉሽጣ ዉሽጢ መንገዲ ዝተዳለወ ሓመድ ከጎዓዕዝ ከበትንን ብማይ ከደግድግን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም