ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብ ጨረታ ንክተወዳደሩ ሕጋዉያን ነጋዶ ይዕድም

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ሞተር 1HZ ሞዴል HZBSOL ZGNSSV ኮስተር መኪና ዝዓይነቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሐታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉታት ፅሕፈት መሳርሒ ተዛመድትን ጉደያትን : ዲስክቶፕ ኮምፒተር : ላፕቶፕ ኮምፒተር : ዲጂታል ካሜራ : ፕሮፊሽናል ቪድዮ ካሜራ : ፕሮጀክተር : ስካነር : ፕሪንተር ፍላት ስክሪን ቴለብዥን : ካልኦት ኤሌክትሮንክስ ን ኤሌትሪካልን : ናይ ቢሮ ፈርኒቸር : መጋራጃን : ናዉቲ ፅሬት : ናይ ትዮታ ዳብል ካፕ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መጋዕዝያን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ፍርያት ኦፍላ ናይ ገንዘብ ዕቋርን ልቃሕን ሓ ዝተ ዉ ማሕ ዝኮነ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትን ባንክን ዝዉዕል G+2 ህንፃ ኣብ ከተማ ኮረም ዝሰርሕ ብደረጃ BC GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ማእከላይ ሆስፒታል ሞኸኒንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ካፒታል ፕሮጀክት ምሩፅ ሐመድ ተምርት (ዶዘር ክራይ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ናይ ካፒታል ፕሮጀክት 1 ደን ዝራእትን ፍራምረን 2 ጀነሬተር 3 ሞተር ሳይክል 4 ናይ ሲግትስ መሰልጠኒ ማእከል (ኤሌክትሮኒክስን ፈርንቸራትን) 5 ናይ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ንዘካይዶ ናይ መንገዲ ህንፀትን ግልጋሎት ፅገናን ዝዉዕል ሞልድ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ክካረ ይደሊ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : ፅሬት አቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይዕድም