ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ማእከል ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈተ ኣቁሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናዉቲ መፃሕፍቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፡ናይ ተምሃሮ ዴስክ ፡መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 23 ሕዳር 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን፡ ንስራሕቲ መስኖ ድማ ካብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 28 ሕዳር 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና ንተምሃሮ ዴስክ ስራሕቲ ማይ መስኖን ብኤጀንሲ ደኣንት ተመዝጊቡ ዝተዉሃበ ብርኪ ስራሕ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቁሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 30 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝርከብ ላይብረሪታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፈቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ጎማታትን ካላማደርያታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም