ድርጅታችን ኤፍ አስ ኤ ትሬዲንግ ፒኤልሲ በመሰቦ ኣካባቢ የመኪና ፊልትሮ ማምረቻ ፋብሪካ ለመግንባት ፍቃድ አዉጥቶ የፋብሪካዉን ግንባታ ለማካሄድ በዝግጅት ላይ ይገኛል

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተምሃሮ ዲቪዛ (ዩኒፎም) ጣፍ : ጥረምረ : ኣስቤዛ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

የኢትዩያ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማት ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የትግራይ ኣህጉር ስብከት ልማት ማስተባበሪያ ፅህፈት ቤት አቡነ መርሃ የገ/ኑ/ማ ፕሮጀክት አገልግሎት እንዲዉሉ የተገዙት ኣምስት ኮምፒተሮች ኣንድ ፕሪንተር ኣንድ ቶፕ በፃሃይ ሃይል በቀን ስምንት ሰኣት ኣገልግሎት እንዲሰጡ ለማድረግ ይፈልጋል

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ኣዲስ ህንፃ ቶንዲኖዎች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ኣብ ከተማ አለማጣ ንዘስርሖ ዘሎ ፍረ ስዉኣት ማእከል መናእሰይ 3ይ ደብሪ ህንፃ ናይ ኣሉሚነየም : መስትያት : ማዕፆ : ናይ ደረጃ መደየቢ ምስ መስረሒኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ ጀነሬተር 250KVA ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር ፓርት ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ ወይም ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድም

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ንቤት ትምህርትና ስራሕቲ ኣይሲቲ ግልጋሎት ዝህቡ ዝተፋላለዮ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ