ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ዝክፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ሑፃን ናይ ኤሌክትሪክን ባህርዛፍ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቧንቧ ኣቅሑት መሳርሒ : ኤሌክትረክ ኣቅሑት : በርበረ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር (ኣዉቶሞቲቭን ሕርሻ ማሽነሪን ቢዝነስ ዩኒት) ቑርፅራፅ ብረትን ዓብዩ ባራንኮን ብጨረታ ክወዳደር እትድልዩ ብቅዓት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝር መዐቀኒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባኒያና ይዕድም

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ንተምሃሮ ዝከዉን ፍርናሽን መተርኣስን ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምግብና አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለብ ተምሃሮ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2010 በጀት ልዕሊ 24 ኮፍ መበሊ ዘለዋ ደረጃ ሐደ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2011 ዓም ኣቅሑት ፅሬት: ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሞተርሳይክልን : ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ ኣቅሑትን: ናይ መኪና ፅገና ጉልበት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዘቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቢሮና አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

North Ethio Telcome invites all interested and Eligible bidders for the procurement of construction of Generator and Fuel tank foundation work in Tigray region different sites package

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ ኬሚስትሪን ሂማቶሎጂን ኣናላይዘር ማሽናት ሬኤጀንት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ