ንካልኣይ ግዜ ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ መተሃራ ወይም ካብ ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና ከተማታት አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድም

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ጠቅላላ 11500 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዘር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ካብ ሲዲሲ ብዝተረከበ ሐገዝ ብዉስን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ትምህርትታትን ጥዕና ኬላ ግልጋሎት ዝዉዕል

የትግራይ ክልል መንገድ ሥራዎች ኢንተርፕራይዝ በ2010 በጀት ዓመት ለሚያከናዉናቸዉ የመንገድ ግንባታና ጥገና ሥራ አገልገሎት የሚዉሉ ጎማ : ኮንስትራክሽን ማተሪያል :አዘር :ዛይትና ቅባት : ነዳጅ የስፔር መለዋወጫ : የሚወገዱ ንብረት : ባትሪ እና የድልድይ ቤሪንግ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ከተማ ሽራሮ 2011 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ: ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ቀወምቲ ንብረት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ፅሕፈትን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

የኢትዩጰያ ልማት ባንክ መነሻ ግምታቸዉ 2,015,625.06 ( ሁለት ሚለዩን ኣስራ ኣምስት ሺ ስድስት መቶ ሳለሳ ኣምስት ብር ከዜሮ ስድስት ሣንቲም) የሆኑ የእርሻ መለዋወጫ ዕቃዎች ባሉበት ሁኔታ በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

3ይ ግዘ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሕቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፅሄትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላቮራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ