ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መሳርሒ ፅሬት : ዓለባ : ዕጥቂ ስፖርትን: ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና እምባ ኣላጀ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተር ተዛምድቲ ኣቅሑትን : ስራሕቲ ሕትመት : ዕጥቅታት ስፖርት :መላዋወጢ መኪና : ናይ መኪና ጋራጅ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ጉልበት ዋጋ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን : ጉልበት ዋጋ ፅገና ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንናይ ወረድኡ ኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ባትሪኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መሳርሒ ፅሬት : ስፖርት ዕጥቅን ፎቶ ነዳዲ መትሓዝን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንካልአይ ግዝ ዝወፀ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምግብና ኣቅሑት አገልግሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ኩሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት 2 ዝተፈላለዩ ሕትመታት ምሕታም : ሎት 3 ፅሬት መሳርሒ : ሎት 4 ኮበርታ ኣንስላን ፍርናሽን : ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትራንስ ኢትዪጰያ ኃ/የተ/የግል ማህበር በመቐሌ ዋና መስሪያ ቤት ግቢ የሚጠራቀም የተቃጠለ ዘይት በጨረታ በማወዳደር በየዓመቱ ዉል በማሰር ሽያጭ ለመፈፀም ይፈልጋል

ንካልአይ ግዝ ዝወፀ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ንምግብና አገልግሎት ዝዉዕል ጥረምረ : ንምግብና አገልግሎት ዝዉዕል ኣስቤዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ብርክት ዝበለ ናይ ዝተፈላለየ ሕትመታትን :ደንቢ ሕትመትን ክነሕትም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሴ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ