ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ መትረብ ወይዉን ካናል መስኖ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዝተፈላለዮ ናይ መስኖ ስትራክቸር ዝስርሑ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋቤን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈትን ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ጠብያ ቀዳማይ ወያነ ቁሸት ዳንዴራ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብ ዘለዎ በጀት ዓሚቆ ጎድጎድ ንክካዓትን ስለዝደለየ ናይ ማይ ጎድጎድ ስራሕቲ ማለተ እወን water Well Drilling construction ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 6 ን ላዕሊኡን ዝኮኑ ተካናተርቲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ዓደዋ ዝዉዕል ብመንግስታዊን ዘይምመንግስታዊን ዝስርሑ ፕሮጀክታት ከስርሕ ስለዝደይ መሳርሒ ህንፃ : ከባቢያዊ ናዉቲ ሻለዉ ዊል ናይ ኢድ ጎደጎድ ካዕቲ ብጨረታአወዳዲሩክዕድግን ከስርሕንይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ 2010 ዓ ም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓትን ገጠርን ዝኮነ ብናይ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ምዕራፍ ክልተ ወይድማ GP 2 ዝተትሓዘ በጀት ኣብ ወረዳና ኣብ ዝረከባ ሰለስተ ጣብያታት ልምዓት ክልተ ሰለማ ሐደ ማይ ሸክ ሐደ ዝስርሓ አርባዕተ ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ዳይቨርሽን ንምስራሕን ህንፃ መሳርሒ ንምዕዳግን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ክልል ዝተመደበ መደበኛ ማለት እዉን AGDP በጀት ኣብ ጠብያ ራብያን ክልተ ኣብ ጠብያ ዉህደት ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ፓምፕ ናይ ትቦ መስመር ዝርገሐ ሲስተም ብተወሳኪ እዉን ኣብ ጣብያ ዉህደት ክልተ ገዛ ናይ ጀነሬተር ጎደጉዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዓይነት ካናል :ፍልፍል ምዕባለ ቅብብሎሽ :ዘበናዊ ዳይቭርሽንን :ቼክ ዳማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳታትና 22 ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ