ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንከባቢ 48 መካይን ፍጥነት መገደቢ ድህንነት ትራፊክ መንገዲ መረጋገፂ ምስ ጅፒኤሱን መግጠምን ሓዊሱ ግልፂ ጨረታ ከወዳዲሩ ከግጥም ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም