... ዓለም ሐገዝ ማለት UIDP በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ መዐቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

... ይክል ብግልፂጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ።

... ሞተር ሳይክል ጎማ፥ ፅሬት ኣቑሑን፥ ተኸሊታት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፣፣

... ሎት ዝዉዕል ሞተርሳይክላት: መሳርሒ ፅሕፈትን: ፍርናሽን አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

... ክዕድግ ይደሊ ሰለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዘገብኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ማዛገጃ ክ/ከ/ሓወልቲ 1/ሓንቲ/ ሞቶር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዘገብኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲ ማለት እውን ሞተር ሳይክልን ናይ ፈርኒቸርኣቅሑ ከም ጠረጴዛ ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ፣ ተግዳሚ ወንበር ደረቅ ወንበር ፣ ስፖንጂ ወንበር ኮምፒተር ስታንድ ስታንዳርድ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕድጋ ዓርቢ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ትቦ ማይን መገጣጠሚኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት :ኣቅሑት ቢሮ ኦፊስ ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መለዋወጢ ኣቅሑት ስዊች ቦርድ : መትሓዚ ካዝና ገንዘብን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ሐደ ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 150 ፍረ : ክልተ ኦተር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 3.14 m * ቁመት 4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ :ሰለስተ ኢነር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2.51m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብምድብ መቂሉ ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ ሰለስተ መሳርሒ ፅሬት : ምድብ ኣርባዕተ ሞተር ሳይክል : ምድብ ሓሙሽተ ናይ መኪና ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም