ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ እንስሳት ቀለብ / ምጥን ቀለብ ከፍቲ ናይ ፀባ ላሕሚ ኩንታል በዝሒ 50/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ ኢትዮዽያ ካቶሊክ ቤተክርስትያን ልምዓት ኮምሽን ጨንፈር ዓዲ ግራት ንኡስ ጨንፈር መቐለ ካብ ዝፈፀሞም ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ ኣብ ደግዓ ተምቤን ወረዳ ንዘለዉ ተጠቀምቲ በጋይት ዝዓይነተን 10ተ ናይ ፀባ ኣላሕም ዓዲጉ ከከፋፍል ይደሊ በዚ መሰረት ቀፂሉ ዘሎ ረቃሒ እተማልኡ መቕረብቲ ማለት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ሰቆጣ ቃል ኪዳን ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣጣል ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ዕምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ናዉቲ ንህብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም