... ት ማለት እውን _ ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌትሮኒክስ፣ፅሬት ኣቁሑት ሕትመትን ፈርንቸርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዘቦ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት አናእሸተይ ኣቅሑት : ፅሬት አቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ ወይድማ ማሽነሪ: መከኒመለዋወጢ: ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ትን : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝክፈል ብብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓወልቲ ንቤትፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒ፣ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ቢሮ ሚሽነሪ፣ሳይክል

ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲን ሃለቅትን ማለት እውን ፈርኒቸር ኣቅሑ ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ህንፃ መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት መሳርሒ፤ ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ንምዕዳግን ተወሳኺ ድማ ንኣባላት ማስታወቅያን ንተሃነዕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ

ዕቋርን ልቃሕን መሓዙት ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨናፍር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር/ን ኤለትሮኒክስን ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት (Electronics and Furniture) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ሳይክልን ካብናይ UNDP ዝተመደበ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ-ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቕሑት ንምግዛእ ሰለ ዝደለና እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ