ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ጎማ መኪና ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፡ ፅገና ኣቅሑት ህንፃ ኣቅሑትን ፡ ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሽንት ቤት ፅገና ብሾፒንግ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ወንበራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዮ ናይ ፕሪንተር ናዉቲ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀቱ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤለክትሪክ ፅገናን ናይ ሽንት ቤት ፅገናታትን አቅርቦት ማይን አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ፋይናንስን ወቤት ፅሕፈት ትልምን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ናይ ዝተፋላለዩ ኣቁሑት ማለት እዉን ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ስራሕቲ : ኣቅሑት ኤለክትሪክ : መገጣጠሚ ባንባ ማይን :ደንቢ ክዳንን: ምግብን :ፅሬት: መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን :መገልገሊ እቲ ቢሮ ሻሂ ፍርጅን ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንወረዳ ታሕታይ አድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መካይን :መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል: ስራሕቲ ሕትመት: ፈርኒቸር: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አቁሑትን: መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: ስራሕቲ ኦፊስ አዉተሜሽን ናይ ፎቶኮፒ ስራሕቲ: ንጋረጅ ስራሕቲ ዝዉዕል ጉልበትን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2009 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ