ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ናይ UIDP ብዝተረከበ ፍልፍል በጀት ኣብ ትሕቲ ከተማ ኣክሱም ዝርከባ ናይ UIDP ተጠቀምቲ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፋለለየ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት ከምእዉን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብብርኪ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብን መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ቡንባ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መቀያያሪ ኣቅሑት ብሽክሌታ ፣ ዝተፈላለዩ መሳረሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለዩ ናይ ታፒሳርያ ስራሕቲ ጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ(ማረት) ንዝተፈላለዩ ግልጋለተ ዝዉዕሉ ታፒሴራ ናይ ማካይነ ወንበር መሸፈኒ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ::