ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያታት ህንፀት ስራሕቲ ማይ መዋህለሊ ምስ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ናቤት ፅሕፈት ማይ መዓድን ኢነርጅን ናይ ማይ ሲስተም ምዝርጋሕ ኣብ ጣብያ ማይ ነብሪ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኢንጀክሽን ፓምፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ማይ መስተ ስትራክቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መስኖ ስትራክቸ ካብ SDG ዝተመደበ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መስኖ ስትራክቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ከተማ ብግለፂ ጨረታ ክገዝእን ክጎዓዕዝን ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ንቤት ናይ ማይ ሲስተም ምዝርጋሕ መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ዝተፈላለዩ ካልኦት አቁሑትን አጫሪቱ ክገዝእን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ጋራጅ :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን ፅጋና በዓል ሞያ: ናይ ሞተር ሳይክል ፅጋና በዓል ሞያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ