... ብዝቕርቦ ሳምፕል መሰረት 3. ሎት-3 ረጕድ ናይ ሆረየ ላስቲክ ቢሪ ብዘቕርቦ ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ዝተማልኡ ሕጋዉያን ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10' ናይ ስራሕ መዓልትታት ናይ ዋጋ መምልኢ ፎርሚ ካብቲ ት ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኹም ብሰም ብዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት እፕሬሽን ሬስ ኢትዮዽያ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ ::

መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋሀዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁዕ ሓገዝ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናት ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ (ዕፉን) 1ይ ደረጃ ንምግቢ ናይ እንጀራ ዕሩይ ዓተር ክክዕን ዘይቲ ብልዕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መግቢ ብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከተወደማ ትይሊ

ቤት ህንፀት መቐለ መስራቤት ባዕሉ ንተሃነፅቲ እናመግበ እንተሎ ዝተገዝኡ ጣፍን ሽሮን ዘይትን ኣብ መኻዚኖ ዝርከብ ተረፍ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ማእከል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣትክልቲ ማለት እዉን ቀይሕ ሽጉርቲ : ፃዕዳ ሽጉርቲ :ድንሽ : ኮሚደረ : ጎመንን ጉዕን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2016 ዓም ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበኛ መረት ብምግባር ንብረት ንምዕዳግ ሎት 1 ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ መሳርሒ : ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ: ሎት 4 ናይ ሸቃጣ ሸቀጥ ናይ ምግቢ ምድላዉ መሳርሒ: ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ : ሎት 6 ፅሬት መሳርሒ : አብ 6ተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 መብሰልን መመገብን ኣቕሑት 2. ሎት-2 ካልሲ 3. ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን

ማእኽል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ብግልጺ - ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣቤዛ ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም።