ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ኣቅሑት ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ል one-stop center ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላባራቶሪ ሕክምና ንብረት 1 centrifuge 2 electrolyte analayzer ብዉሱን ጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣላማጣ ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣፋዉስን /መድሓኒትን/ ፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ማደበርያ /ጭረት ፣ ሕክምና ኣቅሑት ፅገና፡ ዝፈረሰ መካበብያን ናይ ዉሽጢ ዋርድታት ፅገና ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ የደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሕክምና ናዉቲ ማለት እዉን ኤንስሌተርን : ፅገና ኤክስረይን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን በጀት ዓመት 2008 ዓ /ም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ ኤለክትሪክ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፣መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቁሑ ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራሽን፣ መድሓኒትን ናዉት ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፋ ይዕድም

Laboratory Reagent ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ::

ንግልጋሎ ሆስፒታል ዝዉዕሉ መድሓኒት: ኣቁሑ ፅሬት : ኣቁሑ ኤሌትሪክ : መሳሪሒ ፅሕፈት : ኮምፒተር : ፕሪንተር :ኤሌክትሮኒክስ :ኣቁሑት መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ን ሲራሚክን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ናይ 2007 ዓ/ም 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም

ናይ 2007 ዓ/ም 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም