ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ዝኸውን ስቴጅ /መድረኸ/ን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታትን ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ባዓል ዓድዋ ብዝደመቐ መንገዲ ንምብዓል ንምትእኽኻብ ስለዝደለየ፤ ኣብዚ ዓውዲ ትነጥፉ ፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣባባ ቦሌ ክፍለ ከተማ ወረዳ 3 ዝርከብ ድምር ስፍሓት 2000 ካሮ ዝዓረፎ ቤዝመንት ሓዊሱ በዓል 11 ደብሪ ህንፃ ኣዉትሶርስ ዉክልና ሂባ ክተመሓድሮ ስለ ትደሊ ንክትዳተፉ ትዕድም

ህዝባዊ መድሓኒት መቐከ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምልከቶም ፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ ብምልክታ ንክነግር ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ ብሓባር ሃፍቲ ብምትእልላሽ ብድሙቅ ኩነት ከብዕሎ ስለዝደለየ ፕሮሞት ንምግባር ድልየት ዘለኩም በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ ብሓባር ሃፍቲ ብምትእልላሽ ብድሙቅ ኩነት ከብዕሎ ስለዝደለየ ፕሮሞት ንምግባር ድልየት ዘለኩም በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲና እቲ ምርእቲ ኤግዚቢሽን ንምልላይ ኣብ ስራሕቲ ፕሮሞሽን ምስ ዝተዋፈሩ ትካላትን ናይ ቀረባብ ተኸላን ድንካን ስራሕቲ ዲጄይን ከካይድ ስለዝደለ