ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ ንፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::

ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርን መቐለ ናይ መኪና ታክሲ ክራይ ግልጋለት ሰርቪስ ንምሃብ ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ ::

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌትሪክ ዝጥቅለል (Startor Rewinding) ጨረታ ስራሕቲ አወዳዲሩ ትሰርሕ ትድሊ :: ስለዚክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

ጉዳዩ: ለህግና ስነመንግስት ኮሌጅ የሚዉሉ የኢንተርኔት እቃዎች ዉስን ጨረታ ይመለከታል በመቐለ ዩኒቨርስቲ የህግና ስነመንግስት ኮሌጅ ለኮምፒተር ማእከል አገልግሎት የሚዉሉ 6e cable እና Register Jack connector እና ሌሎች ተጨማሪ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለሆነም ከዚህ በታች የተዘረዘሩት መስፈርት በሟሟላት ኮሌጉ በሚቀርበዉ ስፐስፊኬሽን መሰረት የጨረታ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንዚ ዓመት ዝተመደበልና በጀት ንህንፃን ንፅገናን ንመሰልጠኒ ተሃነፅትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለዩ ናይ ታፒሳርያ ስራሕቲ ጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ ኣቑሑ ኣልሙንየም: ዝተፈላለዩ ጣዉላን ዉፅኢት ጣዉላን : ሰንሰለት (ቸይን) :ብረት ትቦላር ካልኦት ኣቑሑት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቑሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ ዝስዕብ ንብረት ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ስዒቡ ዝተቐመጠ ሮቅሓ ዝተማልኡ ክትጫረቱ የፍልጥ

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉ ሳኒተሪ ኣቑሑትብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::