ቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓምበጀትዓመትንቢሩኡግልጋሎትዝዉዕል

ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ: ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ: ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::

ደደቢትትካልልቃሕንዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይዝተፈላለዩናይኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣጫሪቱክዕድግስለዝደናክትጫረቱእትደሊዩእዚዝስዕብረቁሓተማልኡክትወዳደሩትክእሉምካንኩምንገልፅ::

ጨረታ ምልክታ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:: ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይኣገልግሎትናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑ (Spare Part) ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይዝተፈላለዩዓይነትንብረት  ሬድዩ መራከቢ  ሞተር ብስክሌት  ናይ ስፖርት ዕጥቂታት  ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቁሑተ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተርስፔር : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ፅሬት ኣቀሑት : ፈርኒቸር ናይ መኪና ጎማ: ኤሌክትሮኒክስ ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራን : ናይ ስፖርት መሳረሒን ኩማ ግሪነሪ ቑ/ 02 ናይ ከተማ ኣብቶብስ መዕረፍን መበገሲን ታፔላን ን 2007 በጀት ዓመት ግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ፅ/መሳርሒ ን 2ይ ጊዜ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት 104. 4 ሬድዩኤፍኤምመቐለ ናይ ሬድዩ ተዛመድቲ አቁሑ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ልምዲ ዘለኩም ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም::

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም ናይ መደበኛ ካፒታል በጀት ንመናእሰይ መዘናግዒ ማእኸላት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ቓሚ ንብረት ማለት ኤሌክትሮኒክስ ፈርንቸርን ናይ ስፖርት ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::