ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዝተፈላለዩ ንብረታት ን2013ዓ/ም ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርትን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ሳይክላት ፣ ናይ ዓባይ መኪናን ንእሽተይ መኪናን ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንምምሃር ምስምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ፅሬት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ብግልፂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ማለት እዉን ዩቢኤስ 1500ኤፍ ኤ፣ ዩኤስቢ በዝሒ 05 ፣ስቴብላይዘር 1000 ሺሕ ዋት በዝሒ 07፣ ሄድፎን በዝሒ 30 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኤሌክትሪካል መቅረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኤሌክትሪካል መቅረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2013 በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበዓ ንሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 2 ናይ ፅሬት መሳርሒ፣ ሎት 3 ናይ ሕትመት መሳርሒ ፣ ሎት 4 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ፣ ሎት 5 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 6 ህንፃ መሳርሒ ፣ ሎት 7 ኣዉቶሞቲቭ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2013 ናይ 1ይ ዙር ጨረታ ን6ይ ዙር ስልጠና መናእሰይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኤሌትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት፣ ማይ መሳርሒ ፣ ኮንስትራክሽን መሳርሕታት ፣ ናይ ኮስሞቲክስ ኣቅሑት ፣ ጨርቃ ጨርቅ ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ምህጣር ከፍትን ፀባ ላሕምን መሳርሒ ፣ ናይ ምርባሕ ደርሁ መሳርሒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ